https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19627

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።

ተ.ቀዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላዋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ታሚንግ ቤልትብሳምፕልቁፅሪ01
2ቀንሽነር ፑሊ9675873980ቁፅሪ01
3| ቫልቭ ጋይድብሳምፕልሴት 12 ዝሓዘ01
4ኢንቲክ ቫልቭብሳምፕልሴት 6 ዝሓዘ01
5ኔግዞስት ሸልብብሳምፕልሴት 6 ዝሓዘ01
6| ቴስታታ ጋሌኬትብሳምፕልቁፅሪ01
7ቫልቭ ሲልብሳምፕልሴት 12 ዝሓዘ01
8ፓስፋሽ 1ይ ደረጃኦርጅናልቁፅሪ02
9ዘይቲ ሞተር20ብ50 1ይ ደረጃ ባዓል 5 ሊትሮብጋሎን01

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ _ ካብ ዕለት 22/07/2018 ዓ/ም ክሰብ ዕለት 24/07/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

ይገብሮ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ - ዘረከበ | መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ ፡፡

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 41 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ፡

10. ናይቲ ንብረት ሳምፕል ካብ ቤት ፅሕፈትና ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ብአካል ብምምፃእ ምርአይ ይካአል ።

ሽም --- ፊርማ

ዕለት---

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ዕለት-