https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19623

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ናይ አይስቲ ምክሪ ግልጋሎት (IT SOLUTION CONSULTANCY SERVICE) ንምሰራሕ ዝውዕል ምስራሕ ምእራምን ዳታ ስርዓት ERP ንምድላው ኩለመዳያዊ ፀብፃብ ፋይናንሳዊ መግለፂ (Operation Maintenance and Correction of an ERP System Data to Produce Comprehensive Financial Statemt Report ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 36/2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ናይ አይስቲ ምክሪ ግልጋሎት (IT SOLUTION CONSULTANCY SERVICE) ንምሰራሕ ዝውዕል ምስራሕ ምእራምን ዳታ ስርዓት ERP ንምድላው ኩለመዳያዊ ፀብፃብ ፋይናንሳዊ መግለፂ (Operation Maintenance and Correction of an ERP System Data to Produce Comprehensive Financial Statment Report ንክቐርብ ብደ. ቁ 1118/ግ/ል/ትልሚ ብዕለት 17/07/2018ዓ.ም ብግልጋሎት ልምዓታዊ ትልሚ ቴክኖሎጂን ሓበሬታን ዳታ ቤዝን ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

✓ ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

✓ ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

✓ ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

✓ ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

✓ ናይ አይሲቲ(ICT) ኮንስልታንት ኣማኻሪ ፍቃድ ዘለዎ

✓ አብቲ ሰነድ ክማላእ ዝግብኦ ሞያን ተወሳኺ ክእለትን አብ ሰነድ ገፅ 1-14 ዘሎ ሰነድ መሰረት ሰራሕቲ ሰሪሑ ከቅረብ ዝክእል

✓ እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

✓ እቲ ስራሕ ሰዓሪ ዝኾነ ካብ ተ.ቁ 1-8 (unpriced BOQ) ዝተዘርዘሩ ብጠቅላላ ድምር እዩ

✓ ክፍሊት ብዝምልከቶ እቲ ሰራሕ ሙሉእ ብምሉእ ተሰሪሑ ሪፖርት ብናይ ቤት ፅሕፈትና ሰብ ሞያ ምስተረጋገፀ

✓ ፅሬት ዘይብሉ ስራሕ እንተተሰሪሑ ወይ ካብቲ አብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ ዓይነት ((unpriced BOQ and specification) ዘይተሰረሐ ዝተረፈ እንተሊዩ እቲ ስራሕ ከምዘይተሰርሐ ተሓሲቡ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ነፍልጥ

ምስ ሰላምታ

NB. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 22/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 24/07/2018 ዓ/ም 24/07/2018

➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ

ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል