https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19581

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንተካልን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ረዉ ማተሪያልስ ማለት ጥረ ኣቅሑት ሐደ ከለር ማሰተር ባች ቢዚ ከለር : ክልተ ካልሸየም ካርቦኔት ሰለሰተ ለዉ ዴንስቲ ፖሊታይሊን ኤልድቢኤ: ኣርባዕተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ራፍያ : ሓሙሽተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ኮአቲንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 10, 2018 04:15 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእል ብተመሳሳሊ ዘፈር ዝተዋፈሩ ክኮኑ ይግባእ

3 መከበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ባንኪ ጋራንትን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከትሕዙ አለዎም

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ብምክፋል ካብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል አብ መቐለ ዝርከብ ቢሮ ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልተ ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን ሚያዝያ 18/2026 ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፍብረካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕድጋን ቀረብን ከቅርቡ ዝክእሉ

6 እቲ ጨረታ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶን ኣብ ዝተረክብሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

7 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ወላ ብኣካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ