https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19557

ቀዳማይ ወያነ ቤት ፍርዲ ፍ/ሄር መጋባኣያ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ስፍሓቱ 325 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 16 ሰቨን ኢለቨን ቁፅሪ 2ተ ባዕሉ / ዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ መቐለ ዩኒቨርሲቲ እንስሳ ሕክምና ካብ ኣስፋልት ናብ ሰሜን ገፅ እትው ኢልካ / ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን ክሽወጥ ወሲነ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2018 06:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ኣፈ/ኸሳሲ፦ ኣይተ ሃይላይ ገ/ሚካኤል ኣ/ሻ፦ ከተማ መቐለ

ኣፈ/ተኸሳሲት ፦ ወ/ሮ ክንደሃፍቲ ወልዱ ኣ/ሻ፦ ከተማ መቐለ

ኣብ ሞንጎኦም ብዝነበረ ናይ ሓዳር ሃፍቲ ክትዕ ኣመልኪቱ ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲት ዝፍለጥ

1. ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ብመዋሰኒ ብምብራቕ - መንገዲ ፣ ብምዕራብ 21602/02 ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ ብደቡብ 21602/10 ፣ ዝዋሰን ስፍሓቱ 325 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 16 ሰቨን ኢለቨን ቁፅሪ 2ተ ባዕሉ / ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 75,000,000.00 ( ሰብዓን ሓሙሽተን ሚልዮን ብር)

2. ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ብመዋሰኒ ብምብራቕ - መንገዲ ፣ ብምዕራብ ሙሉ ጌታ ፣ ብሰሜን ተክለ ወልዱ ፣ ብደቡብ ይተባረክ ፣ ዝዋሰን ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ መቐለ ዩኒቨርሲቲ እንስሳ ሕክምና ካብ ኣስፋልት ናብ ሰሜን ገፅ እትው ኢልካ / ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 ( ዒስራን ክልተን ሚልዮን ብር) ስለዝተደለየ ንክጫረት ዝደለ ንክጫረትን ዝሰዓረ ድማ ናይቲ ዝሰዓሮ መጠን ኣቐዲሙ 1 % ወድያዊ ንክክኸፍል ዝኽእልን እቲ ዝተረፈ ድማ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ክኸፊሉ ዝክእል ንክጫረትን ናይ ጨረታ ዕለት ድማ ኣብ ተራ ቁፅሪ 1 ንዘሎ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 - ሰዓት 6፡00 ዘሎ ንክጫረት ኣብ ተራ ቁፅሪ 2ተ

ንዘሎ ድማ ዕለት 15/08/2018 ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 - ሰዓት 6፡00 ንክጫረት ቀዳማይ

ናይ ጨረታ ውፅኢት ድማ ዕለት 16/08/2018 ንሰዓት 9፡00 ንክፈት