https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19530

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ 

ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ኽዳን ፈሳሲ ሳሙናSuppow/ተመሳሳሊ በዓል 5 ሊትሮብቑፅሪ100
2ናይ ኢድ ፈሳሲ ሳሙናበዓል 1/2 ሊትሮብቑዕሪ200
3ኤር ፍሬሽርElegant,300mlብቑፅሪ100
4ዓብይ ሶፍትሶፊ /ተመሳሳሊብቑፅሪ200
5ናይ ሽንት ቤት መህፀቢማጂኽ/ተመሳሳሊ በዓል 1 ሊትሮብቑፅሪ100
6ስፕሬይ ናይ ምስትዋት መወልወሊበዓል 1 ሊትሮብቑዕሪ50
7ዲቶልበዓል 1/2 ሊትሮ /Super Clear/ብቑዕሪ100

➢ እንክተሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 09/07/ 2018 ዓ/ም -ዕለት14 /07/ 2018 ዓ/ም

ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 15/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::

5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብዝኽእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ