https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19466

ቢሮ ትምህርት ክልል ትግራይ እርማት ፈተና 8 ክፍሊ ብቴክኖሎጂ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

1ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ

2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ማለት እዉን ምስክር ወረቀት ዘለዎም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም

4 ቫት ተመዝጋቢ ምከኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓም ቫተ ድክለሬሽን ዘቅርብ

8 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዋጋ መሸጣ ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

9 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ጨረታ ምልክታ ብደዎት ሬድዩ ቴሌብዥንን ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካልኣይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምም ዝተጋወሐሉ እዋን ክሳብ 3/7/2018 ክሳብ 17/7/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

10 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝዓደግሉ እዋን ጀሚሩ መወዳደሪ ሰነዶም ክሳብ 17/7/2018 ዓም ሰዓት 8:45 ኣብ ቢሮ ትምህርት ክልል ትግራይ ይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ ኣብ ዝተዳለወ ሳንደቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ ሳጡን ጨረታ ድማ 17/7/2018 ዓም ሰዓት 8:45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ መኣከቢ ኣዳራሽ ይከፈት

11 መክበሪ ጨረታ ዝምልክተ 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ

12 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጠ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

13 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታን ካሊእ መብራርሂን ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራሕ ምሕታት ይከአል

14 ሰዓርይ ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 ተከታተሊ መዓልቲታት ኣሪሙ ከረክብ ይግባእ

ዝኮነ ተጫራታይ ቤት ዕዩና ካብ ዘቅረቦ ስፐስፊኬሽን ዝዉስክ ወይ ዝንኪ ወይድማ ስርዝ ድልዝ ዝገብር ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝከዉን ምከኑ ክፈልጥ ይግባእ

15 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒሑ ዝፀንሐሉ እዋን 80 ተከታታሊ መዓልቲታት ምካኑ ክፍለጥ ይግባእ

16 አቀራርባ ሰነድ ጨረታ ዝምልከተ ድማ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ብምድላዉ ነናይ ባዕሉ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብምዕሻግ ከቅርብ አለዎ

17 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403477