https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19432

ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና ሎት ክልተ ሶላር ዋተር ፓምፕ ሎት ሰለሰተ ናይ ደርሆ መመገቢ ኣቅሑትን ናይ ገዛ ኣቅሑትን ሎት ኣርባዕተ ናይ ደርሆ ቀለብ መኖ ሎት ሓሙሸተ ብንጥረ ምግቢ ዝበልፀጉ ዘርኢ ዕፉን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2018 03:35 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በቲ ዘርፊ ዝምልክተኩም ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ትካላት ንክትጫረቱ ንዕድም ብቢሮና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ደኩሜንት ዘይመለስ ብር 200 ብሽም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ኢትዩጰያ ንግዲ ባንኪ 1000539035658 ኣታዊ ገይርኩም ደረሰኝ ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምወሳድ ትክእሉ

2 ናይ ሎም ዘብን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ ቫት ሰርተፈኬት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ ናይ መቅረባይነት ምዘጋበ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የደሊ

2 ተጫረቲ መምርሒ ጨረታ ብጥንቃቄ ሪኡም ክወዳደሩ አለዎም

3 መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተጠቀሰ መጠን ገንዘብ ብሽም ቢሮና ዝተሰረሐ ብስፒኦ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ አተሓሒዞም ከቅርቡ ይግባእ

4 ቢሮና ናይ ጨረታ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

5 እቲ ጨረታ 14/8/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሽሹ ንሽዑ ክርከቡ ዝደልዩ ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮና ዕድጋ ክፈሊ ይክፈት

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ በክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663