
1 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎ ናይ 2018 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎን ናይ 2018 ዝተሐደሰ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመገበን ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
5 ጨረታ ካብ 24/6/2018 ዓም ክሳብ 15/7/2017 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ይከዉን
6 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 5000 ቅርሺ ብምክፋልሰ ሰነድ ጨረታ ካብ 24 ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 15/7/2018 ዓም ሰዓት 1100 ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ምምሕዳር ልምዓት እቶት ፋይናንስን ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ
7 ጨረታ ሰነድ ዕለት 16/7/2018 ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ልክዕ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ኮይኑ ግን ባዐሎም ወይ ወኪሎም ብዘይምቅራቦም ምክኒያት ዘይተከፈተ ዝመለስ ፖስታ ኣይህሉን
8 ናይ ጨረታ መከበሪ 150000 ቅረሺ ብስፒኦ ወይ ብጥር ገንዘብ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል
9 እቲ ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓለቲታት ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል
10 ናይ ጨረታ ሰነድ ብንፁር ዝንበብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕል ዋና ፊርማን ማሀተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ይግባእ
11 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ብዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ክል ፖስታ ዓሺጉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ኣታዊ ከገብር አለዎ
12 ቤት መዘጋጃ ጨረታ ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ኣቅሑት ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
13 ሰዓራይ ኣካል ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዐሉ መጎዓዝያ ከቅርበ ዝክእል
14 እቲ ጨረታ ዉዕል ካብ ዝእሰረሉ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲታት ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓለቲ ባዕሉ ኣጎዓዒዙ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ የረክብ
15 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርበ ዝክእል
16 ቤት መዘጋጃና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914777547 0932330059 0986767170