
1 ናይ ዘመን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ መወዳእታ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዘቅርቡ
2 መፍለይ ቁፅሪ ማለት እዉን መፍለይ ቁፅሪ ከፈለቲ ግብሪ ዘለዎም ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል
3 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ክኮኑ ይግባእ
4 መከበሪ ጨረታ 20000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 14 ካብ 25/6/2018 ዓም ክስብ 9/7/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ መፂእኩም ምግዛእን ንዑ ኣብ ዘተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
6 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት 9/7/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
7 እቲ ቢሮ ዝዕድጎም ኣቅሑት ከምኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ድማ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት ከረክብ ይግባእ
9 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ኣቅሑት በቲ ዝወፀ ዝርዝር መምርሒ መሰረት ፅሬቱ ዝሐለወ ኣቀሑት ምካኑ ብዝምልከቶም ኣካላት መስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናበቲ ቢሮ ኣታዊ ይገብር
10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብነሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937023598 0914104089 0966442380