https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19401

ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ናይ ቢሮ መገልገሊ ኣቅሑት ማለት እዉን ኦፊስ ፈርንቸር ሎት ክልተ ዘማናዊ ቆፈን ናይ ማዕር መገልገሊ ናዉቲን ሎት ሰለሰተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ናዉትን ሎት ኣርባዕተ ዘርኢ ቀለብ እንስሳ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2018 03:35 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

1 በቲ ዓዉድ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ትካላት ንክትወዳደሩ እንትንዕድም ብቢሮ ዝተዳለወ ደኩምንት ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል ብሽም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ አብ ንግዲ ባንኪ ኢትዩጰያ ቁፅሪ ሒሳብ 1000539035658 ኣታዊ ገይርኩም ደረሰኝ ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምወሳድ ትክእሉ

2 ናይ ሎም ዘብን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ ቫት ሰርተፈኬት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ ናይ መቅረባይነት ምዘጋበ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የደሊ

2 ተጫረቲ መምርሒ ፀረታ ብጥንቃቄ ሪኡም ክወዳደሩ አለዎም

3 መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተጠቀሰ ብሽም ቢሮና ብስፒኦ ዝተሰርሐ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ አተሓሒዞም ከቅርቡ ይግባእ

4 ቢሮና ናይ ጨረታ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

5 እቲ ጨረታ 10/7/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሽሹ ንሽዑ ክርከቡ ዝደልዩ ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮና ዕድጋ ክፈሊ ይክፈት

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ በክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663