https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19328

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ መኪና- ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ ጨረታ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ መኪና- ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ፣ መለለይ ግብሪ ከፋልነት(TN No⸩ስርተፊኬት ዘቅርቡ ፡፡

2. ተወዳደርቲ መሊእኩም ኣብ ተቅርብዎ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተምን ፊርማን ብምግባር ሙሉእ መረዳእታኦም ብጥንቃቀ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ከቅርቡ ይግባእ፡፡

3. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ማእከልና ብዝተዉሃበኩም /ዝወሰድክምዎ ወይ ብተመሳሰሊ ናይ ባዕልኩም ቅጥዒ መሊእኩም ክተቅርቡ ይግባእ።

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ብክፋል ይኩን ሙሉእ በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሉው እዩ፡፡

5. ተወዳደርቲ መሊኦም ዘቕረብዎ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል።

6. ሰዓራይ እቲ ዘሸነፎም ንብረት ብዝተጠቐሰ በዝሕን ፅሬትን በቲ ስፔስፊኬሽን መሰረት እንተዘይኮይኑ ኪሳራ ብናይ ባዕሉ ይከውን ።

7. ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኾይኑ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 18/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኾይኑ ዕለት 18/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡40 ተረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዉዎ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን።

8. ተጫረቲ እቲ ንብረት ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 ተከታተሊ መዓልቲ ከቅርብ ኣለዎ ።

•