https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17564

ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ቅብሊት ሕትመት ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 25, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 28, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 28, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልክታ ፕሮፎርማ ግዝኢት

ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ቅብሊት ሕትመት ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2. መለለዩ ንግዲ (in Number) ምሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

3. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 28/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ

4. ጨረታ ዕለት 28/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።

ራቁዓይነትበዝሒ
1ናይ ኣባልነት ቅብሊት200