https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17339

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቢሮና ግለጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ክተቅርቡ እትክእሉ : ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብዘዉፀኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝተሐደሰ መረዳእታ ብቅዳሕ መልክዕ ክተቅረቡ እትክእሉ

2 መከበሪ ዉሕስና ጨረታ 6000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሜሽን ሲቨል ስርቪስ ክልል ትግራይ ፍሉይ ቦታ ወይዘር ህንፃ 09 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 26/9/2017 ዓም ክሳብ 10/10/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዕደግ ይከኣል

4 ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ቀወምቲን ሓለቅቲ ኣቅሑት 10/10/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ልዕል ኢሉ ኣብ ዝተገለፀ ኣድራሻ ቤት ይክፈት

5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

6 ሰዓርቲ ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ነቲ ንብረት ኣታዊ ክገብሩ አለዎም

7 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344409426 / 0344402431