https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17254

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 16, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/

ፐርፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ትደሊ

ተወዳደርቲ ከተማልእዎ ዝግበአኩም

1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2. ኦረደር ካብ ዝወሰድኩም ኣብ ውሽጢ 3 መዓልተይ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

3. 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4. ፐርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 13/09/2017 ዓ/ም-15/09/2017 ዓ/ም

5. ፐር ፎርማ ዝዕሸገለ ዕለት15/09/2017ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 15/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 9:30 እዮ

6. ኣድላይ ኮይኑ ተተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዋ