https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17234

ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ዝርከቡ ንቤት ፅሕፈታትን ትካላትንካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2017 11:31 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ምዝገባ ቲን ናምበር : ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ቫት ዲክረሊሽን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓተ ክሳብ  12/9/2017 ዓም  ክሳብ ዕለት 21/9/2017 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ  ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ከፊልኩም ብመዉሳድ  ክትጫረቱ ንዕድም

ንፉሉይ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344406451 / 0914706215