https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16875

ምልክታ ጨረታ ሓራጅ አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ተኸሳሲ ትካል እትፍለጥ ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ክትሽወጥ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2017 06:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ሓራጅ/

ምልክታ ጨረታ

አፈ/ኸሰስቲ-እኒ ወ/ሮ ትብለፅ 354 ቁ ሰባት

አፈ/ተኸሳሲ- ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ

አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ተኸሳሲ ትካል እትፍለጥ ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ብመበገሲ ዋጋ 600000 ( ሽዱሽተ ሚልዮን ብር ) አብ ከተማ መቀለ ክ/ከ/ሰሜን ጣብያ መለስ አብ ናይ ተከሳሲ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ እትርከብ ዝጫረት ሰብ እንተሃልዩ ንዕለት 2/08/2017 ዓ/ም ካብ ሰዓት 4:00 ክሳብ 6:30 ቐትሪ አብቲ ናይ ተኸሳሲ ትካል ዝርከበሉ ቦታ ንክትቐርቡን ጨረታ ዘሸነፈ ሰብ ናይ ዘሸነፈሉ 25% ወድያው አብቲ ጨረታ ከም ዘትሕዝን ዘተረፈ ደማ አብ ዝቅፅሉ 15 መዓልትታት ጠቅሊሉ ከም ዝከፍል ፈሊጡ አብቲ ዝተጠቀሰ ቦታን ሰዓትን ተረኪቡ ንክጫረት ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ

ውፅኢት ጨረታ ንምፍላጥ ንዕለት 2/8/17 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ንክቐርብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ።

ጨረታ ዝካየደሉ ከተማ አብ ከተማ መቀለ ክ/ከ/ሰሜን ጣብያ መለስ አብ ናይ ተከሳሲ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ

ካብ ሰዓት 4:00 – 6:30 ቀትሪ ይከውን