https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16802

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክገዝእ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2017 06:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክገዝእ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

P.R ቁፅሪ+.ቁዓይነት ንብረትመለለዪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
365961Electric wire 100m Long1.5mm2Roll3
2Electric wire 100m Long2*2.5mmRoll2
3Electric wire 100m Long3*4mmRoll1
4suno or equivalent Single switch type ABB, legrandNo1
5Double switch type ABB, legrand,suno or equivalentNo2
6Two way switch type ABB, legrand,suno, or equivalentNo2
7Philips TMS 012/2361+1*TLD 18W Fluorescent lampNo5
8RZB 301/58139.004/671521.002No3
9Electric wire 100m Long3*2.5 mmRoll3
1016A/1ph,220v Normal socket outlet with earth contact ABB, legrand suno or equivalentNo6

ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

* ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ቫት እንተሃልይኩም ሻት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ፡፡

* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ፐOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ

* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ንብረት )ከቕርብ ኣለዎ

* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክመፅእ ኣለዎ

* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 12/07/2017 ክሳብ ዕለት 15/07/2017 ሰዓት 6:00

* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/07/2017 ሰዓት8:30 ይኸውን ።

* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል::