https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15758

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሸረ መሰርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም  ናይ ወርሒ መስከረም ወይ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ  ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ኩሉ ዋና ንብረተ ዘቅርብ

3 ዘቅርቦ ንብረት ዝርዝር መረዳእታ ከይተለወጠ ትካልና ብዘመረፆን እቲ ዝኣትዉ ንብረት ቅድሚ ኩሉ ናብቲ ትካል ምምፅኡ ብሳምፕል መሰረት ብምርኣይ ይከዉን

4 ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ትካልና ምዉሳድ ይከኣል

5 ሰዓራይ ጨረታ ነዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኮሌጅና ዘቅርብ

6 ዋጋ መስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ይመልእ

7 መጠን መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅርሺ የትሕዝ

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 10 ማዕልቲ ይከዉን

9 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ክሳብ 9/3/2017 ዓም

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/3/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 9/3/2017 ዓም ሰዓት 4:15

12 ሰነድ ጨረታ ዝውሰደሉን ዝካየደሉን ኣብ ትካልና ይከዉን

13 እቲ ጨረታ ተጫረተቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ዝክፈት ኮይኑ ብዘይምረካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

14 ንተወሳኪ ሐበሬታ  0344443582