https://tenders.milkta.com/ti/display/15499

ማሕበር ́ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና / ስፔር ፓርት ንብረት) ክትዕድግስለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ

ማሕበር ́ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና / ስፔር ፓርት ንብረት) ክትዕድግስለዝደለየት::

ነጋዶ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት

ክኸዉን አለዎ::

3. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት Ot 02/2017 ዓ/ም - 08/02/2017 ዓ/ም ይኸውን::

4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00

ይኸውን::

5. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ እቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ተግራይ የቕርቡ

6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትUnitQuantitySpecificationUnit priceTotal price
1ኦይል ፊልተርቁፅሪ0190915-30002
2ፊል ፊልተርቁፅሪ0123390-64480
3ዘይቲ ሞተርጋሎን04TOTAL
4ዘይቲ መሪሊተር01TOTAL
5ዘይቲ ፍሬንሲተር01TOTAL
6ሪሊዝ ናይ መብራህቲቁፅሪኦርጅናል