https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15459

ከተማና ኣፅቢ እንዳስላሴ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቤት ፅሕፈት መሬት ካዳስረትን ቤት መዘጋጃን እፅቢ እንዳስለሴን ብሓባር ኮይና ናይ ቀዳማይ ዙረ ሊዝ ጨረታ ብመሰረት መምርሒ ሊዝ ቁፅሪ 6/2016 ዓም ንመንበሪ 85 ፐርስል : ንሕዉስዋስ 19 ፐርስል : ንትካል 2 ፐርስል ድምር 106 ፐርስል አዉፂኡ አለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:Atsbi
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ካብ 28/1/2017 ዓም ክሳብ 12/2/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት መሬት ካዳሰተር ጨረታ ኮሚቴ ሰነድ ጨረታ ንክትወስዱ እንትንዕድም እቲ ጨረታ 11/2/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ኣጋ ግዜ ተዓሺጉ 12/2/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ አብ ኣደራሽ እፅቢ እንዳስለሴን ኣብ ቅድሚ ተጫራቲ ከምዝክፈት ብምሕባር

ቤት ፅሕፈት መሬት ካዳስተርን ቤት መዘጋጃን ኣፅቢ እንዳስለሴ