https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13441

ንካልይ ጊዜ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Machinery Materials ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 interior machine

2    SEWING machine

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ስፒኦ ወረቀት ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30

5 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ እዩ

6 ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/4/2016 ዓም ክሳብ 11/4/2016 ዓም ይከዉን

7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/4/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/4/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ