https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13291

ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ ኣብየት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ዩኒዲቢን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቪድዩ ካሜራ: ኮምፒተር :ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን :ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2016 06:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2016 06:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 አብዚ ክትወዳደሪ ወይእዉን ክትጫረቱ እትክእሉ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ምዝጋበ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሰብ 7/3/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ክሳብ 19/3/2016 ዓም ዘይምለስ ንሰነድ ኤሌክትሮኒክስን ሰነድ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪይንን ጎማን 200 ቅርሺ ብምክፋል ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406151