https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12890

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፎቶ ኮፒ ምርባሕን ምጥራዝን ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2013 5:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/05/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/02/2013 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75