https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12888

ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ ስፔራት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርካ ክገዝእ ይደሊ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012/13ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/02/ 2013 ዓም ክሳብ 06/02/2013 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 09/ 02/ 2013ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447