https://tenders.milkta.com/ti/display/12689

ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝታሐደሰ ምስ ዘቅርብዎ ንብረት ዝተሓሓዝ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

2 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃበ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣተዊ ክገብሩ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/01/2013ሰዓት 3፡30 ኣብ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 05 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል