https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12626

ሆስፒታል መቐለ ብኮንቲነር ማሻሻታ ጌርካ ገዛ ምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ፤

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/01/2013 ክሳብ 18/01/2013 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረት ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-420046