https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12069

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንዝርገሐ ኢንተርኔት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግድ ፍቃድ ቲን ናምበር

2 ዝታሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 17/10/2012ክሳብ 20/10/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00 ዝክፈተሉ ዕለት 20/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30

4 ኦርጅናል ንብረት ከቕርብ ይግባእ

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ