https://tenders.milkta.com/ti/display/11753

ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ዕዳጋ ፣ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኮድ 4-01028ትግ ን 4-11022 ኢት መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ኣቅሑት መቕረብቲ ዝኮንኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ዘለኩም ከምኡእዉን በቲ ሓድሽ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም ምኻንኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ

2 ተጫረቲ ቢሮና ብዘቕመጦ ዝርዝር መግለፂ ዕለት 25/09/2012ዓ/ም ክሳብ 28/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ቢሮ ሲቭል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 28/09/2012ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ይኽፈት

4 ቢሮና ዝሓ መማረፂነ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 24 31