https://tenders.milkta.com/ti/display/11751

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09