https://tenders.milkta.com/ti/display/11679

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ኪክዊንስ /Quick Wins/ ፣ ኣንፈት ሓበርቲ ናይ ጠረፔዛ ማይካን ፣ ናይ ቤት ዕዮ ራእይን ልእኩን ዝገልፅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዝተሓደሰ መቅረባይነት

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ታዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፡፡