https://tenders.milkta.com/ti/display/11620

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብ ፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን  ቲን መፍለይ ቁፅሪ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 14/09/2012ዓ/ም ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ]ኒሑ 4፡00 ይክፈት

4 ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 14 54