https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11567

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2012 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2012 04:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

4 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 7 ተ መዓልቲ ዘቅርብ

5 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 11/09/2012ዓ/ም ክሳብ 14/09/2012ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትኽእሉ

6 ፕሮፎርማ ዕለት 14/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30

7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ይኸዉን

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋልእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 444 41 94 98