https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11362

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሓፂን ሸልፍ ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2012 02:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2012 02:32 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ክሳብ 28/08/2012ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 44 42 03 31