https://tenders.milkta.com/ti/display/11355

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይኽእሉ

2  ተጫረቲ ንግዲ ፋቃድ ዝተመዝገበሉ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረጋገፂ መሉእ ዶክመንት ከቕርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ  ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነት ብዝተረጋገፀ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 26/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 11/09/2012 ዓ/ም እዩ ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ 5፡00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 11/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

6 እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ