https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11211

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ትርጉም ፅሑፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 13/08/2012ዓም ክሳብ 16/08/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ቋንቋ ትርጉም /

1 ናይ 2012ዓ/ም ጥራሕ ዝተሓደሰ ጥራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ ትክእሉ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/08/2012 ድሕሪ ሰዓት 4፡00

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ ዕለት 16/08/2012 ድሕሪ ሰዓት 4፡30

6 ፕሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ዝኽእሉ ምካኖም

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 44 17