https://tenders.milkta.com/ti/display/10930

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ

3 ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ኽከዉን ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ 14/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸዉን

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ