https://tenders.milkta.com/ti/display/10929

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮመት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዘዉዕል ናይ ፋርጎ ላምነሽን በዝሒ 15 ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽፈልኩምን