https://tenders.milkta.com/ti/display/10899

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ዓ/ም ናይ በጀት መሰረት መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን መኪና መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ፕሮፎርማ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 07/07/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 09/07/2012 ዓ/ም 6:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 09 14 59 11 08 09 48 53 62 08 ይደዉሉ