https://tenders.milkta.com/ti/display/10544

ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2012ዓ/ም 2ይ መንፈቅ ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 በቲ ዓዉደ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይ ከምኡዉን ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት መቕረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ካብ ትካልና ደጋፊ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ካብ ዕለት 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ፕሮፎርማ ከምትወስዱ ከምትክእሉ ብምፍላጥ ሳንዱቕ ጨረታ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዘለዉሉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 03 42 40 24 90/09 14 28 17 08  ደዊልኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ምድዋል ይከኣል