https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10510

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ Tሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፍሬም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 10, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ሊቨረ ፣ ኢንሽራንስ

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/06/2012 ዓ/ም እስካብ 09/06/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/06/2012 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/06/2012 ሰዓት 09፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ ምሕታት ይካኣል