https://tenders.milkta.com/ti/display/10179

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 13, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

P.R

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

31788

1

Starter Motor Assy

28100-0L041

PCS

1

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ

2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኢቲ/ ዘለዎን ዘይብሉ ምካኑ ብንፁር ከቅመጥ አለዎ

3 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ ግዜ ግልጋሎት /ኣቅሓ/ ክህብ አለዎ

4 ዘድሊ መረዳእታ ብፖታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ

5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/05/2012 ክሳብ 12/05/202 9:30 ዓም እዩ

6 ፕሮፈርማ ዝከፈቱ ዕለት 12/05/2012 ሰዓት 10:00 ይከዉን

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፈርማ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀደማ ኣብዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይከኣል