https://tenders.milkta.com/ti/display/10037

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ቴፕ (sony) speaker ንብረት ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 28, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ቫትን ከትሓሕዝ ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም- 27/04/2012 ዓ/ም 11፡00 እዩ

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/04/2012 ሰዓት 3፡00 ይኸዉን

ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 46 74 ምድዋል ይካኣል