https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10009

ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2012ዓ/ም 1ይ መንፈቅ ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ናዉቲ ትምህርቲ ጋርመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2012 9:15 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 በቲ ዓዉደ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይ ከምኡዉን ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት መቕረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ካብ ትካልና ደጋፊ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ካብ ዕለት 22/04/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/04/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ፕሮፎርማ ከምትወስዱ ከምትክእሉ ብምፍላጥ ሳንዱቕ ጨረታ ዕለት 24/04/2012ዓ/ም ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዘለዉሉ ሰዓት 9፡00 ብምዕፃዉ ልክዕ ሰዓት 9፡15 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0333101421 ደዊልኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ምድዋል ይከኣል