ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ብናይ ባዕሉኩም መሊእኩም ከተቕርቡ እትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ክሳብ 20/06/2012ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/06/2012 ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 11፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37