ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቁፅሪ ዳ/ዕ/ን/ም/ር/1363/2018 ዓ/ም

ዕለት 27/09/2018ዓ/ም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳሬክተር/ዕደጋን/ንብ/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ/ነጋዶ/ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑሓታት ፤

✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2018 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ሓደ ገፅ ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቐት ብሓደ ኣሺጎም ዘቕርቡን ፡፡

✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2018 ባጀት ዓመት ዝተሓደሰ ሓደ ገፅ ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቐት ብሓደ ኣሺጎም ዘቕርቡን ፡

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእተውዎ ፕሮፎርማ ሽምን ክታምን ማሕተምን ብፖስታተዓሸጉ ክቐርብ ኣለዎ።

✓ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 27/9/2018 ዓ/ም ክሳብ 1/10/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉዕለት 2/10/ 2018 ዓ/ም 3:30 ሰዓት ናይ ንጉሆ ሰዓት ተዓፅዩበቲ ዕለት2/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ረፋድ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ዳ/ዕ/ንብ/ምም/ር ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኸፈት ኮይኑ እንተዘይ ተረኺቦም ግን እቲ ጨረታ ካብ ምኸፋት እይኸልክልን፡፡

✓ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝሰዓረ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብፅሬት፣ ብመጠንን ብበዝሕን ናብ ላዕለዋይ ቤፍርዲ ክልል ትግራይ ንብረት ዕቀባ ክፍሊ/ስቶር/ ከቕርብ ዝኽእል ፡፡

✓ ኣብዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይግበርሉ ካብዚ ወፃኢ እንተኾይኑ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር።

✓ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡

ዋጋ መምልኢ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመፍለዪመለክዒበዝሒነፀላ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1ሞተር ኣሲይ ፓወርty85720-60031ቁፅሪ01

መዘኻኸሪ

• ኣብ ሓደ ኣይተም ክልተ ዋጋ ምምላእ ኣይ ፍቀድን።

• ምስ መላእኹምፌርማን ማሕተምን ከይትርስዑ

• ዋጋ ክምላእ እንተሎ ስርዝ ድልዝ ፅሑፍ ኣትፍቀድን እንት ሃልይዎ ይፈርምሉ