ምልክታ ጨረታ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዝተፈላለዮ መኪና ስፔርን መለዋወጢ ኣቁሕትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ፡፡
| ተ. | ዝርዝር ኣቑሑት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ጎማ መኪና | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 15 | |||
| 2 | ክሪክ | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 01 | |||
| 3 | ሾክ ኦብዘርቨር | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 18 | |||
| 4 | ቸርክዮ | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 01 | |||
| 5 | ናይ መኪና ባትሪ ቦሊደን | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 04 | |||
| 6 | ሪንግ | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 01 | |||
| 7 | መፍትሒ ጎማ | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 01 | |||
| 8 | ኣየር ፍለዉስነር | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 01 | |||
| 9 | ፊልትሮ ናፈጣ ዘይቲዝተፈላለዮ ዓይነታት ናይ ዝተፈላለዮ ዓይነት መኪና ዝወገድ | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ብኪሎ | ||||
| 10 | ዝተፈላለዮ ዓይነታት ሓፃዊን ናይ ዝተፈላለዮ ዓይነታት መኪና ብሓደ ዝዉገድ | ዘገልገለ ዘይሰርሕ | ብኪሎ | ||||
ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ከተማልእዎ ዝግባእ ፦
1. በዚ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።
2. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ሪፍት ቫሊ ዩኒቨርስቲ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም ጉንበት 21/09/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 01/10/ 2018 ዓ.ም 3:30 ንጉሆ ምውሳድ ይኸእሉ፡፡
3. እዚ ጨረታ ዕለት 01/10/ 2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጨጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኸፈት ፡፡
4. ኣብ ጨረታ መክፈቲ ዕለት ኩሎም ተጫረተቲ ክርከቡ ንዕድም ኮይኑ ግን ተጫረትቲ በቲ ዕለት ተዝይተረኪቦም ጨረታ በቲ ዕለትን ሰዓትን ዝክፈት ምካኑ ነፍልጥ፡፡
5 ዝቀርብ ናይ ንግዲ መረዳእታ ኮፒ ብንፁር ዝንበብ ክከውን ኣለዎ፡፡ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፡፡
6. ኣብ ዝወሃበኩም ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ማህተም ክዓርፎ ኣለዎ፡፡
7. ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ (5) መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ጌሩ ከልዕል ዝክእል ፡፡
8. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 /0914112429 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ፡፡