ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

ምልክታ ጨረታ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዝተፈላለዮ መኪና ስፔርን መለዋወጢ ኣቁሕትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ፡፡

ተ.ዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ጎማ መኪናዘገልገለ ዘይሰርሕቁፅሪ15
2ክሪክዘገልገለ ዘይሰርሕቁፅሪ01
3ሾክ ኦብዘርቨርዘገልገለ ዘይሰርሕቁፅሪ18
4ቸርክዮዘገልገለ ዘይሰርሕቁፅሪ01
5ናይ መኪና ባትሪ ቦሊደንዘገልገለ ዘይሰርሕቁፅሪ04
6ሪንግዘገልገለ ዘይሰርሕቁፅሪ01
7መፍትሒ ጎማዘገልገለ ዘይሰርሕቁፅሪ01
8ኣየር ፍለዉስነርዘገልገለ ዘይሰርሕቁፅሪ01
9ፊልትሮ ናፈጣ ዘይቲዝተፈላለዮ ዓይነታት ናይ ዝተፈላለዮ ዓይነት መኪና ዝወገድዘገልገለ ዘይሰርሕብኪሎ
10ዝተፈላለዮ ዓይነታት ሓፃዊን ናይ ዝተፈላለዮ ዓይነታት መኪና ብሓደ ዝዉገድዘገልገለ ዘይሰርሕብኪሎ

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ከተማልእዎ ዝግባእ ፦

1. በዚ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

2. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ሪፍት ቫሊ ዩኒቨርስቲ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም ጉንበት 21/09/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 01/10/ 2018 ዓ.ም 3:30 ንጉሆ ምውሳድ ይኸእሉ፡፡

3. እዚ ጨረታ ዕለት 01/10/ 2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጨጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኸፈት ፡፡

4. ኣብ ጨረታ መክፈቲ ዕለት ኩሎም ተጫረተቲ ክርከቡ ንዕድም ኮይኑ ግን ተጫረትቲ በቲ ዕለት ተዝይተረኪቦም ጨረታ በቲ ዕለትን ሰዓትን ዝክፈት ምካኑ ነፍልጥ፡፡

5 ዝቀርብ ናይ ንግዲ መረዳእታ ኮፒ ብንፁር ዝንበብ ክከውን ኣለዎ፡፡ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፡፡

6. ኣብ ዝወሃበኩም ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ማህተም ክዓርፎ ኣለዎ፡፡

7. ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ (5) መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ጌሩ ከልዕል ዝክእል ፡፡

8. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 /0914112429 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ፡፡