ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ አብ ከተማ ሃ/ሰላም ዝርከብ ህንፃ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ አብ ከተማ ሃ/ሰላም ዝርከብ ህንፃ ተጀሚሩ ዝተቆረፀ ናይ ሓፁር "ሻወር ሽንትቤት" ሳይትወርክን ናይ ዋርዲያ ገዛን ኣጫሪታ ‘ክትስርሕ ስለዝደለየት ክጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ 1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተኮናተርቲ " አብ ናይ ከተማ ልምዓት ኮንስትራክሽን ሓፂር ምዝገባ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅን ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ እትክእሉን በቲ ትሕት ኢሉ ዝትዘርዘረ ሰደቃ መሰረት ክትወዳደሩ ትክእሉ ተ ቁ ቦታ ቁፅሪ ዓይነት ስራሕ ደረጃ ፍቃድ ስፒኦ/ ኢንሹራንስ ቦንድ 1 ሃ/ ሰላም 1 ናይ ሓፁር "ሻወር" ሽንትቤት" ሳይትወርክን ናይ ዋርዲያ ገዛን ደረጃ 8ተ 15,000 2 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላ ዋጋ በቲ አብ ላዕሊ ተቀሚጡ ዘሎ መሰረት ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ (CPO) ወይ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ኢንሹራንስ ቦንድ ከትሕዝ ዝክእል 3 ተጫረቲ ዘትሐዝዎ ኢንሹራንስ ቦንድ እንተኮይኑ እቲ ጨረታ ዝፅንሐሉ ጊዜ /validity date/ እንተወሓደ 2ተ ወርሒ ክከውን ይግባእ 4 ሐደ ተጫራታይ ካብ ሓደ lot ንላዕሊ አብ ናይ ደደቢት ትፈልም ህንፃ ስራሕ ዉዕሊ ክአስር ዘይክእል ምካኑ ክፈልጥ ዘለዎ ኮይኑ ምግዛእ ግን ካብ ሐደ ንላዕሊ ይክእል እዩ 5 ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝተብሃለ ስፒኦ ወይ ኢንሹራንስቦንድ ዝናአሰ መጠን ዝትሐዘ ተጫራታይ ካብቲ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ 6 ናይ ጨረታ ፋይናንሻል ዶክመንት አርጅናል ንበይኑ ኮፒ ንበይኑ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ንበይኑ ብፖስታ ሽም ትካል " አድራሻ " ሕጋዊ ማሕተም ዘለዎን ነንበይኖም ብፖስታ ሽምዒ ዝተዓሸጉን ኩሎም አብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ነዚ ጨረታ አብ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝግበረሉ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 18/09/2006 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 2/10/2006 /ዓም ክሳብ ሰዓት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይክዉን እቲ ጨረታ ዕለት 4/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 2:30 አብ ዋና ኣብ ዝተዳወ ሳንዱቅ ተጫራታይ ዉዕሉ አታዊ ይግበር 7 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 4/10/2006 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ቦታ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትፈልም ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አበ ዝተረከብሉ ይከዉን 8 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት ካብ ጨንፈር ኩሓ ቤት ፅሕፈት ደብሪ 2ተ ቁፅሪ ቢሮ 273 ብ 150 .00 ብር /ሐደ ሚኢትን ሐምሳን/ ብምክፋል አብ ስራሕ ሰዓት ገዚእኩም ክትወስዱ ትክእሉ 9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይ ድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s