ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ምሕታም፣ ዲቪዲታት ኢዲት ምግባር ምብዛሕን ስለዝደሊ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 29, 2006 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 19, 2006 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Print
  • Pdf

ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትውዳደሩ ንዕድም

  1. ናይዚ ዘመን ግበሪ ዝኽፋሉን ዝተሓደሸ ንግዲ ፍቓድን፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ቫት ድክሌር ዝገበረሉ ናይ መወዳእታ ፣ ናይ መቕረባይ ምስኽር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ።

  2. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሑት ካብ ኤጅንስና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 03/06/2006 ደሚሩ 20 ቕርሺ ብምኽፋል ምውሳይ ይካኣል።

  3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ሲፒኦ ብር 3000.00 ክትሕዝ ዝኽእል።

  4. እቲ ጨረታ ዕለት 03/06/2006 ክሳብ 21/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀው።

  5. ጨረታ ዕለት 21/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣበ ዘለውዎ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት

  6. ነቲ ሕትመት ኣብ ሽጢ 30 መዓልቲ ሰሪሒ ዘረክብ

  7. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ።

  8. ኣድራሻና ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደስታ ዝርከብ ህንፃ ኣብርሃም ደስታ ቀዳማይ ደብሪ እዩ።

  9. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-01-77 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።

  10. ናይ ጨረታ መፅፀዊ መኽፈትን በዓል እንተዊዒሊ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ።

  11. ናይ ጨረታ መፅፀዊ መኽፈትን በዓል እንተዊዒሊ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ።

  12. ናይ ጨረታ መፅፀዊ መኽፈትን በዓል እንተዊዒሊ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን።

Backs
Tender Category