ምልክታ ጨረታ
ናይ ኮብል ስቶንን ብሎኬትን መምረቲ ማሽን ክራይ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትንኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየ መምሪ ንዝኾንኩም ትካላት በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ ፦
በዚመሰረት
➢ በቲ ዓይነት ዘርፊ ማለትውን ብናይማኑፋክቸሪንግ መምረቲ ስራሕቲ ፍቃድን ክእለትን ዘለዎ ::
➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድን ቲንናምበር ከቅርብ ዝኽእል ::
➢ እታማሽን ኣብዚሐዚእዋን ናይ ኮብልስቶንን ብሎኬትን መምረቲ ሞልድ ዘለዋ ኮይኑ እቲ ተጫራታይ ብናይባዕሉ ወፃኢ ካልኦት ተወሰኽቲ ሞልድታት ብሎኬትን ተዛመድቲ ሞልድታት ክስርሐላ ዝኸእል ምኻኑ ::
➢ ተጫረትቲ ብኣካል መፂኦም ብምርኣይ ነታ ማሽን ዘድልያ ኩሉ ዓይነት ዕገናታት ዝውሰኹ ሞልድታትን ብናይባዕሉ ወፃኢ ኣፀጊኑ ናብስራሕ ክኣቱ ዝደሊ :
➢ እታ ማሽን ትርከበሉ ቦታ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ (ካብከተማመቐለ
➢ ንዕዳጋ ካልኦት መሰረተ ልምዓት(መንገዲ መብራህቲ ማይ)ቐረባ ዝኾነ ::
➢ ማይን ካልኦት ግብኣታትን ማለትውን ንመምረቲ ዘድሊ ኩሉ ብናይ ተጫራቲ
➢ ናይ መብራሃቲ ዝምልከትና ይባዕሉ ብሬከር መቆፃፀሪተ ጠቂሙ መርሓዊ ዝመፆ ሒሳብክ ኸፍል ዝኽእል ::
➢ ጨረታ መኽበሪ ብር 20 ̧000.00(ዕስራ ሽሕ ብር)ብ CPO ከትሕዝዝኽእል
➢ ውዕሊ መኽበሪ ናይዘሸነፎ ዋጋ ናይ ሓደ ወርሒ ከትሕዝ ዝኽእል
➢ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ብር 200.00 (ክልተ ሚኢቲ ብር)ብምኽፋል ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 02 ክትወስዱትኽእሉ ::
➢ ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 22/07/2018-08/08/2018 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
➢ እቲ ጨረታ ዕለት 08/08/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ኩሎም ተጫረትቲ ወይሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኸፈት
➢ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ትካልና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቕረቢ ቅጥዒ ወፃኢ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን
➢ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራ ዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ትካልና ብምቅ 0914731592 ደዊልካ ምሕ፡ ወይ ድማ ብ ቁፅሪስልኪ 0914784453
ድሕሪት